https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4188
ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሑት ክነወግድ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 12, 2010 02:58 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1200
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 12, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/6/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 10/7/2010 ሰዓት 11:30

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ 2010 ዓም በቲ ዘርፊ ዝወፀ ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱን ኣብ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/7/2010 ዓም ሰዓት 3:00

         

 5 እዚ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ነቲ ንብረት ኣብ ናይ ቢሮና ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ብኣካል ምርኣይ ይከኣል

7መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥር ገንዘብ ብር 1200 ከትሕዝ ዝክእል

8 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ሰዓራይ ንቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ካብ ቢሮና ንብረት ክፈሉ ብናይ ባዕሉ ትርንስፖርት ወፃኢ ይገብር

10 ኣደራሻና ፊት ንፊት ኣግኣዚ ባንኪ ጎኒ ዘየርዳኖስ ሆቴል ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344409343