https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4187
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ ዝዉገድ ንብረታት ብጨረታ ከዉፅእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትድልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 12, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 12, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ/TIN numbr/: ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 28/6/2010 ዓም ክሳብ 12/7/2010 ዓም ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/7/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻና ከተማ መቐለ ቐበሌ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 7335 ምርካብ ይከኣል