https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4180
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: ናዉቲ ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ : መድሓኒትን እንስሳን :መሳርሒ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ :መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 03:50 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድን ንግድን መቅረባይነት ቅዳሕ ዘቅርብ

2 መለለይ ቁፅሪ ግብር ከፈልትን ተወሳኬ እስት ታክስ ምዝጉብ ምኮኑ ሰነድ ብቅዳሕ ዘቅርብ

3 ተወሳኪ እስት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ ናይ ወርሒ ታሕሳስን ናይ ወርሒ ጥርን ፀብፃብ ዝገብርሉ መረዳእታ ኣታሒዞም ዘቅርቡ

4 ሰነድ ጨረታ ንብሰወከፍ ሎት 30 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ከ ስ ዕ ፋይ ምም ንብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ክትወስዱ ትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥር ገንዝብ ንነብሰወከፍ 3000 ቅርሺ ክተትሕዙ አለኩም

6 ዝቀርብ ወይ ድማ ዝስራሕ ንብረት ኩሉ ቀዳማይ ደረጃ ይከዉን

7 ጨረታ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 23/6/2010 ዓም ክሳብ 8/7/2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:50 ቅድሚነ ቀትሪ ይክፈት

9 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ኣብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ወይ ግልፅነት እንተዘይብሉ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ይስረዝ

11 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት ብዝይምርካብም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

12 እቲ ኮሌጅ ናይ ምዉሰክን ምንካይን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ሰነድ ጨረታ ዝኣተወሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ሽረ እንዳስሌ ቁፅሪ 16 ይከዉን

14 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ኮሌጅ የቅርብ እዚ ከምዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል

10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344443173 /0914782962