https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4172
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ የጭላ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ቴንዲኖ ቁፅሪ 8:10 :16 :20: 26 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 03:58 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:የጭላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 21/6/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ክሳብ 5 መጋቢት 2010 ዓም እንትከዉን ዝከፈተሉ ድማ 5 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይከዉን

2 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ጣንቆ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎትን ማይን ፈሳሲን ከተማ የጭላ ቢሮ ቁፅሪ 3 እዩ

3 ክትጫረቱ እትደልዩ ዝኮነ ይኩን ክፋል ሕበረተሰብ ብኣካል ቀሪቡ ክጫረት ይክእል እዩ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ክከፈል ዝክእል

5 ናይ ጨረታ መከበሪ ብጥረ ገንዝብ 3000 ቅረሺ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ይክእል እዩ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344220126/ 0069 / 0914506980/ 0914260636/ 0963511559/ 0914215255