https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4163
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ፋሳሲን ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዩ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ: መሳርሒ ህንፃ : ናይ ማይ ኣቀሑት ትቦታት መገጣጠምን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሙሉእ መረዳእታ ናይ 2009 ዓም ግብሪ ከፊልኩም ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምካንኩምን ካልኦት ኣድለይቲ ሰነዳትን እትብልዎም ቅዳሕ ብምሓዝ ክከትሕዙ እትክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ሸራሮ ከዕደፋምም ንብ ዘይምለስ 50 እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

3 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ 3000 ቅርሺ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

4 እቲ ምልክታ ጨረታ ካብ 21/6/2010 ክሳብ 6/7/2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ

5 እቲ ጨረታ 6/7/2010 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ስዒሮም ተባሂሎም ካብ ዝተነገረሎም ዕለት ጀሚሪ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ክክዉን አለዎ

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 መተሓሳሳቢ ተጫረቲ ኣመላላዋ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

0345500342/ 0345500364 / 0914278106