https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4156
ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ በኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 2017 /2018 እስካብ 2019 /20 ንሰለስተ ዓመት ኣጣቃለሊ ምርመራ ሒሳብን ኣፈፃፀማ መምርሕታት ሒሳብን ምርመራ ሒሳብ ዝገብር ናይ ደገ ኦዲተር ክወዳደር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 30, 2010 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 30, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ብSCCA ሰርቲፋይድ ዝኮኑ

3 ኣብ ሒሳብ ቦርድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ እዋን ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 20/6/2010 ዓም እስካብ 30/6 /2010 ዓም (07/02/2018 ኣፍ 9/3/2018 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/6 /2010 ዓም ዓም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኮይኑ ዝከፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 30/6 /2010 ዓም ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝረከብ ዋና ቤት ፅሐፈትና ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ህንፃ ማሕበር ኣንስተዩ ትግራይ 3ይ ደብሪ ይከዉን