https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4149
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን መቀለ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዮ አቁሑት ክእዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 7, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 7, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ናይ ቅድን ስፌትን መኪና መቀያየሪ አቁሑት :ናይ ፅሕፍት መሳርሒ: ናይ ሕትመት አቁሑት :ናይ ኤለክትሮኒክሰ አቁሑት: ፈርኒቸራት: ናይ ስነ ፅባቀ አቁሑት(ኮስሞቲክስ) :ናይ ህንፃ መሳርሒን ማሽሪታትን :ናይ ፅሬት መሳርሒ አቁሑት :ዝትፈላለዮ መፅሓፍቲ መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ

ጨረታ 07 /07/ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:00 ይክፈት ኣድራሻ 03 ታክሲ መወዳእታ ጥቃ ጥዕና ቢሮ ስቁ 0344419498