https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4148
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ መሳርሕታት ፅሕፈት :መሳርሕታት ህንፃ :አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ዕጥቂ ስፖርት ሰፔር ፓርት ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ማይ ፀብሪ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 03:45 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነትን መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ታሕሳስ ወይ ጥሪ ወይ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ

ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉዳድ ይከኣል መትሐዚ ጨረታ ንነፍስወከፍ ማለትዉን ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 19/ 06 /2010 ዓም ክሳብ 11/ 07 /2010 ዓም

ጨረታ 11 /07/ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ይዕፆ በቲ ዕለት ድማ ሰዓት 3:45 ኣብ ሽረ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ 0348903180 /0914780841 /0914148853