https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4147
ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬትን :አቁሑ መለዋወጢ መኪናን: ፈርኒቸርን :ኤለክትሮኒክስን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 30, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 30, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ክማልኡ ዝግብኦም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ፍቃዶም ዘሐደሱ

2 መረዳእታ መቅረባይነት

3 መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፈላይነት 4 ተወሳኪ እሴት ታክስ

4 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30 ለካቲት 2010 ዓም ኮይኑ ጨረታ ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት መከበሪ ጨረታ ንፈርኒቸር 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብከፊል ናይ ምስራዝ መስል አለና ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344442541