https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4143
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢማተሪያል :ፅሕፈት መሳርሒ ብ ፕሮፎርማ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ናይ 2009 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበርን ከቅርቡ ዝክእሉ ምዃኖም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓ/ም ደክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ናይ ኢ/ማተሪያል(ህንፃ መሳርሒ) 5000 ቅርሺ: ንፅሕፈት መሳርሒ 2000 ቅርሺ ብጥረገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

5 ተጫረቲ ናይ ባዕሎም ፍቃድ ንግዲ ዘርፊ ዘለዎም ክከዉን ይግባእ

6 ተጫቲ ኣብ ዘቀርብዎ ሰነድ ሽሞም ፊርማን ማሕተምን ከስፈሩ አለዎም

7 ተጫረቲ አብ ዘቅረብዎ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸዉን አለዎ

8 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ደኩመንት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ዓሺጎም ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ይፀሓፍ

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 45 መዓልቲ ይኸዉን

10 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከይዲ /ስራሕ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር

11 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/06/2010 ዓ/ም አብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ 5:30 ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0344340033 ወይድማ 0343400010 ወይ ብምድዋል ምሕታት ይከኣል