https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4140
ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ጎማ መኪናን መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ፅሬት ክሎሪን መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 29, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ሰቲት ሑመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 29, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሰነድ ጨረታ ዝሽወጠሉ ድማ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ን ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለንÂ ይከዉን

2 ተጫራታይÂ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ቢሮ ቁፅሪ 07 ምዉሳድ ይካኣል

3 ናይ ጨረታ መክበሪ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ምቅራብ ትክእሉ

4 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ሰነድÂ አተዓሻሽጉኡ ሓደ ዓይነት ኮይኑÂ እቲ ዋናን ቅዳሕን ክቀርብ አለዎ

5 እዚ ጨረታ 29 ለካቲት 2010 ዓ ∙ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ናይ ቀትሪ ተጫራታይ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።እቲ ጨረታÂ ተጫራታይ ብዘየምርካቡ ካብ ምክፋት ጠጠዉ ኣይብልን

6 ርክክብ ንብረት ዝፍፀመሉ ቦታ ድማ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራÂ ይከዉን

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344481963 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል