https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4122
ማይ ግልጋሎት ከተማ ቤት ማራ ወረዳ እምባ ኣላጀ ንክተማና ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ስለዚ ካብ ዕለት 12/6/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 27/6/2010 ዓም አብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ተዳለወ ሰነድ ኣን ማይ ግልጋሎት ከተማ ቤት ማራ ወረዳ እምባ አላጀ ብምዉሳድ ንክትጫረቱ እናዓደምና

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ መረዳእታን ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ መረዳእታን ከቅርበ ዝክእል

5 ናይ መቅረባይነት 2010 ዝሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእሉ ይክፈት

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/6/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937030800 /0914746388/ 0914503533