https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4107
ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ናይ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ዝዋዳደሩ መቕረብቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1Â ምስቲ ዘቕርብዎ ኣቑሑት ዝተሐደሰ ናይ 2010 በጀት ዓመት ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድÂ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

2 አብ ተወሳኺ ታክሲ / VAT/ ዝተመዝገብኩም ምኮንኩም ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓ/ም ዲክሊሬሽን ክተቕረቡ እትኽእሉንÂ /VAT/ ተመዝገብቲ ጥራሕ ይወዳደሩ

3 ግብሪ መንግስቲÂ ከፋሊ ምኮንኩም ዘረጋግፅ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተዉሃበ መለለይ ቁፅሪÂ (TIN) Â መረዳእታ ከቅርብÂ ዝኽእሉ

4 ኣብ ኣብያተ ዕዩ መንግሰቲ ንዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ ዝርዝር መቕረባይነት መረዳእታÂ ከቕርብ ዝኽእሉ::ኣብ ናይ 2010 ዓም ምርራ ዘካየደት መኪና ክትከዉን አለዋ

5 ጨረታ ቅደሚ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ብር 3,000 ብሲፒኦ /ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6Â ሰዓሪ ምኮኖም ካብ ዝግለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይÂ ዝሰዓርዎÂ ንብረት ዋጋ 10 % መኽበሪÂ ዉዕሊ ብስፒኦ ኣትሒዞም ዉዕሊ ብምእሳር ብናይÂ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ትካልና ከቕርቡ ዝኽእሉ::

7 ጨረታ ዕለት 08/06/2010 ዓ/ም ክሳብ 22/ 06/ 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት::

8 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 20 ብር

9 ጨረታእንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዘለወሉ ዝክፈት ኮይኑ ግና ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ እዋን ምክፋት ጨረታ ብዝይምህላዎም ምኽፋት ጨረታ ኣይጋተትን::

10 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፈል ናይÂ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወÂ እዩ:: ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344431053/0829 ደዊልካ ምሕታት ይከአል ::