https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4097
ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዮ ናይ ማይ መፃረዪ መሽንን ናይ ጀነሬተርን መለዋወጢ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ክማልኡ ዝግብኦም

ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈልኩም ን ከምኡዉን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ መለለዮ ግብሪ ከፋላይነት ዘለኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘፍለጥኩም ናይ መቀርባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

መከበሪ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ

ሳንዱቅ ጨረታ 21 የካቲት 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ ንዝበለፀ ሓበሬታ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ ስልኪ ቁፅሪ 0342413795