https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4081
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሳሓርቲ ሰምረ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረከቡ ዝተፈላለዩ ንብረታት በጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 08:45 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ዝአረጉ ንብረታት ንምዕደጋ ናይ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ትካላት ወረቀት ምስክር ዘለኩም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን ፆታ ዘይፈልይ ክትጫረቱ ይዕድም

2 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 2 ለካቲት 2010 ዓመ ክሳብ 16 ለካቲት 2010 ዓም ይከዉን

3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ቅረሺ ከፊሉ ክወስድ ይክእል

4 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 3000 ቅረሺ ከትሕዝ ዝክእል

5 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ንብረት ብስልኪ ወይ እዉን ብኣካል ከብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ እዉን ንበረቱ እንተዘይ ኣልዒሉ ትሕጁ ዝቅፃዕ ምካኑ ክርዳእ አለዎ

6 ሳንዱቅ ጨረታ 16 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 8:30 ድሐሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 8:45 ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣመራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉ ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ዝምዘን እንተኮኑ ናይ ሚዛን ኪራይን ጉልበት ዋጋ ኣብ ግምት ከእትዉ አለዎ

9 ተጫራታይ አብ ዘወፀ ጨረታ ንብረት ክዉስክ ወይ ክቅንስ ሰለዝክእል ኣብ ግምት ክእትዉ አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ በቁፅሪ ስልኪ 0345540333