https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4079
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ አቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመትን መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ሰነድ ጫረታ ካብ 30 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 15 ለካቲት 2010 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋል ኣብከተማማይጨዉኣብጥቃቴክኒክኮሌጅዝርከብወረዳ እንዳሞኮኒ ትልምን ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን ዘቅርብ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓም ሒሳቡ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ ንምሳርሒ ፅሕፈት 4000 ቅርሺ ብስፒኦ ንዝተረፉ ድማ 3000 ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

5 እቲ ጨረታ 15 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብረመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

6 ተጫራታይ ምስሰዓር እንተዘይ ተስማሚዑ ዘትሓዞ ቅርሺ ኣይምለስን

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ኣብ ጨረታ ኣቅሑት ፅሬትን መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ነጋዶ ክወዳደሩ ይክእሉ እዩም

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0347770419 ደዊልካምሕታትይከኣል