https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4075
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ንጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕል ትቦታት ማይን መገጣጠምኡን ቆፀርትን : ፕሪንተር : ናይ ህንፃ ስራሕቲ አቁሑት :ቆርቆሮ ቴንዲኖ ብሎኬተ ሓመድ ሑፃ ፈርኒቸር ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መኽዝን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእÂ ረቋሕታት

1. ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዝቅርበ

2. ቫት ዝተመዝገበን ቲን ካርድ ግበሪ ክፍሊትን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ

3. ተጫረቲ ናይ ዝተጫረቱዎ ዝርዝር አቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2ተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ተዓሺጉ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::

4. ቫት ዝተመዝገቡን ቲኦቲ ቲን ካርድ ግብሪ ክፍሊት ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ

5. ኩሎም ዓይነታት ንብረትይ ንናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል መከበሪ ጨረታ ድማ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትዝሑ አለዎም

6. ተወዳደርቲ ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ብናይ መቅረባይ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

7. ንናይ ፕሪንተር መቅረብቲ ቫት ተመዝገብቲ እኮኑ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ 50 ቅርሺ መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ

8. ጨረታ ሰነድ ካብ ዕልት 02 /06/ 2010 ዓም ክሳብ 6 /07 /2010 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

9. ጨረታ ሰነድ ንናይ ትቦታት ማይን መገጣጠምን ቆፀርትን ዝዕሸገሉ ዕልት 6/ 07/ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

10. ጨረታ ሰነድ ንፈርነኒቸር ዝዕሸገሉ ዕልት 6/ 07/ 2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

11. ጨረታ ሰነድ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት ቆርቆሮ ሚስማር ቴንዲኖ ዝዕሸገሉ ዕልት7 /07/ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

12. ጨረታ ሰነድ ሑፃ ሓመድ ብሎኬት ዝዕሸገሉ ዕልት 7 /07 /2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

13. ጨረታ ሰነድ ንፅሕፈት መሳርሒ ዝዕሸገሉ ዕልት 8/ 07 /2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

14. ጨረታ ሰነድ ንናይ ፕሪንተር ዝዕሸገሉ ዕልት 8 /07/ 2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

ኩሎም ዓይነት ንብረታት ቫት ተመዝገብቲ ኮይኖም ሓመድ ሑፃ ብሎኬትን ግና ቲኦቲ ተመዝገብቲ ሓዊሱ ዮ

ቤት ፅሐፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ :: ን ተወሳኪ ሓበሬታ 034 44 43 00 53 / 09 14 78 35 64 /09 14722968