https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4056
ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ናዊቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 19, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 19, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • 1ነቲ ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 229 ብምምፃእ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
  • 2መከበሪ ጨረታ 20000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ዉሕስና ከቅርቡ አለዎም
  • 3ተጫረቲ ሕጋዊ ግብሪ ዝከፈልሉ ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ዘሐደሱን መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅረቡን በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም
  • 4በቢ ወርሑ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ
  • 5 ግልፂ ጨረታ ካብ ካብ 2 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 19 የካቲተ 2010 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
  • 6 እቲ ጨረታ 20 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ሰዓት 8:30 ይክፈት ሰነድ ጨረታ ብምዕሻግ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ከእተዉ አለዎም
  • 7 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይከዉን
  • 8 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ዉይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342405423
  • 10 ኣድራሻና ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ፊት ንፊት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሊከስ ህንፃ 3ይ ብሎክ 2ይ ደብሪ ብሮ ቁፅሪ 229 መቐለ