https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4044
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲን ፎርድን (Construction o Grave Access Road and fords)
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 12, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 12, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

1 ካብ ጭንፈረስ Booster Station -2 ናብ መሰቦ (Chinfers BS-2 to Mesobo &)

2 ካብ እንዳማሪያም ናብ ጭንፈረሰ Booster Station -1 (Endamariam to Chinferes Bs-1) ስራሕቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ሰለ ዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ዝተሐደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ደረጋ 6ተን ልዕሊኡን ብመንገዲ ህንፀት ስራሕቲ ጠቅላላ ህንፃ ስራሕትን (For grade 6and Above RC /GC licensed contractor ) ፍቃድ ዘለዎ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፈሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 26 /5/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 12/6/2010 ዓም ዘይመለስ 20 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/6/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻና መቐለ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 73 35 ምርካብ ይከኣል