https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4039
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ኮረም ከይዲ ስራሕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ንዝርከቡ ኣገልግሎት መብራህቲ ዝዉዕል ተተካሊ ሓፂን ወይድማ ፓሎ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትጫረቱ ይዕድም

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 28 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 13 ለካቲት ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት ኣብ ቤት መዘጋጃ ኮረም ይክፈት

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈትና ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝክእሉ ካብ መምርሒ ተጫረቲ ክሪኢዩ ይክእሉ

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ንሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345510468 /0914517714 /0967740199