https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4038
ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ኣብ ናይ 2010 ዓም ንትካሉ ዘገልግሉ ናይ ስራሕቲ ሓዱሽ ማይ ዝረገሐ ዝዉዕሉ መሳርሒታት ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣጉላዕ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርቲፌከት ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገቡ ዝኮነ

4 በቲ ዘፈር መቅረባይነት ዘለዎን ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰን

5 ናይ ዝሐለፈ ወርሒማለት እዉን ናይ ታሕሳስ ወርሒ ሒሳቦም ዲክላር ዝገበሩ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 በዚ መሰረት ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንበረት ምምሐዳርን ብምዉሳድ ንዕድም

7 ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ዝከፈሉ ምካኖም ምርዳእ የድሊ

8 ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብር 5000 ከትሕዝ ዝክእል

9 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ሎሚ ዕለት 24/5/2010 ዓም ክሰብ 20/6/ 2010 ዓም ሰዓት 8:30 ሰነድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ይእቱ ኣብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ሳንዱቅ ጨረታ ይዕሸግ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተወዳደርቲ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ኣብቲ ዕለት ተወዳደርቲ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ሕልዉ እዩ

11ተወሳኪ ሐበሬታ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0343140006