https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4019
ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 6, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 6, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

 1 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቅረባይነትን ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበርን ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዲክለረሽን ከቀርቡ ዝኽእሉ

3 ተጫረቲ ናይ መኽበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩሜንት ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ቢሮ ቁፅሪ 115 Â ብስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከአል

7 ጨረታ 06 /006/2010በ ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/ 06 /2010 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ከይተረከቡ ተተሪፎም ጨረታ ካብምክፋቱ አይተአጓጎልን

8 እብቲ ጨረታ ዘሸነፈ ዉዕሊ ክኣስሩ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10% ብስፒኦ ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ በጨግቡእ አለዎም

22 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401209 ምድዋል ይከአል እዩ