https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4013
ኤጀንሲ ልምዓትን ኣብያቲ ክልል ንቤት ዕዩና ንፅገና ኪራይ ኣባይቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 5, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 5, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቁፅሪ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ምስክር ወረቀት

5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዮን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ኣብ ናይ መንግስቲ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 19/5/2010 ዓ/ም ኣትሒዝኩም ክሳብ ዕለት 5/6/2010 ዓም ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና 3,000 /ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ / ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ

9 እቲ ጨረታ 5/6/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፁ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:30 ይክፈት

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 03444185 09 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ውይንም ድማ ህንፃ ታደሰ ሓጎስ ፊትለፊት