https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/401
ኒዉሚለንየምኮሌጅናይ ኮምፒተራት ብጨረታአወዳዲሩከሸይጥ ይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ኒዉሚለንየምኮሌጅ            

ናይ ኮምፒተር ዕድጊት ጨረታ ምልክታ

ኒዉሚለንየምኮሌጅናይ ኮምፒተራት ብጨረታአወዳዲሩከሸይጥ ይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ  5% ብ  CPO  ከትሕዝዝኽእል::

2  ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ  50.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::

3  እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋንካብመጋቢት11 ክሳብ  18/2007 ዓ/ም ኮይኑእዚጨረታመጋበት   18/2007 ዓ/ም  ሰዓት  4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብ ዝተረኸብሉ ይከፈትባዕሎም ወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎምእቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::

4  ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊክአስር ይግባእ ::

5  ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ /CPO/ ናብኒዉሚለንየምኮሌጅ ኣታዊይኸዉን ::

6  ተጫረትቲናይ  ዝተሐደሰ  ንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::

7 ተጫረቲቲንቑፅሪንግዲምዝገባከቕርቡይግባእ ::

8   ተጫራትቲ ንግዲ ምዝገባ  ከቕርብ ይግባእ ::

9 ዘቕርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ምካኑ  ዘይምካኑ ክንፅሩይግባእ::

10  ተጫረቲቫትተመዝገብቲእነተኾይኖምቫትዲክላሬሽንከቕርቡይግባእ::

11  ተጫረቲ ዝመልእዎ  ዋጋ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዘዳለዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣዳሊዩም ከቅርቡ ይግባእ ካብኡ ወፃኢ ዝቐርብ ተቐባልነት የብሉን  ::

12ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዪ::

ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ  0344406088/406144 ደዊልካምሕታትይካአል ::