https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4009
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀለማትን ናይ ህንፃ መሳርሒን ካልኣትን ካብ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 27, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጥሪ 27, 2010 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ምስክር ወረቀት ናይ መቅረባይነት ዘቅርቡ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

6 ሰነድ ጨረታ ብር 20 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 17/5/2010 ዓም ክሳብ 27/5/2010 ዓም ሰዓት 3:00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27/5/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3:10 ይክፈት

9 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ ኒኮላስ ኩሉ ግዜ ካብ ንጉሆ ሰዓት 2:00-8:00

10 ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ተላጊቡ አሎ

11 ካብቲ ዝተጠቀሰ ሰም ወይ ዓይነት ንብረት ቀይርካ ወይ ኣሰተካኪልካ ምምላእ ኣይፍቀድን

12 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342400138