https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4005
ፕሮግራም ሃገር ለኸ ቀረብ ኤለክትሪክ ክልል ትግራይ ደብል ፒክአፕ ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 19, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 3, 2010 06:01 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 3, 2010 06:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ክትሳተፉ ትደልዮ ትካላት ሰነድ ጨረታ ካብ 17 ጥሪ 2010 ዓም ጀሚሩ ንተከታተልቲ 15 መዓልትታት ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቀለ ቀበሌ 11 ጨርቆስ ዳዊት ህንፃ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከምትክእሉ ንገልፅ ንተወሳኪ ሓበሬታ0914396421 ወይ 09140098790