https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4000
ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ ናይ ላብራቶሪ አቁሑትን ኬሚካልን ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 6, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 6, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

 ስለዚ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ዘለዎ ዝርዝር መለክዕታት ተማልኡ ነጋዶ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ንክትጫረቱ ሰነድ ጨረታዉን ዘይምለስ ንነፍስወከፍ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብቲ ትካል ክትወስዱ የተሓሳስብ

1 በቲ ዓዉዲ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መቅረባይነትን ቲን ነምበርን ዘለኩም

3 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይንም ብጥረገንዘብ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ሕዳር 2010 ዓ ∙ም ዘቅርብ ወይንምድማ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 21 ጥሪ 2010 ዓ ∙ም ክሳብ 6 ለካቲት 2010 ዓ∙ ም እንትከዉን እቲ ጨረታ ዕለት 6 ለካቲት 2010 ዓ∙ ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ይክፈት

6 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ ንብረት ክፍሊ ዘረክብ ምካኑን ንብረቱ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀመሉ መካኑ ንሕብር

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 20% ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰል አለዎ

8ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344440604 ወይንድማ 0344440201 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።