https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3991
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም ሎት ሓደ ቀወምቲ አቁሑት ቢሮ ሎት ክልተ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 30, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 30, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ተጫረቲ ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መለለዮ ቁፅሪ ምዝጉባት ዝኮንኩም ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

ሰነድ ጨረታ ንሎት 1 ሎት 2ን 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

መከበሪ ጨረታ ንአቁሑት ቢሮ 4000 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ ንቀወምቲ አቁሑት ቢሮ ካብ 14 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 29 ጥሪ 2010 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 3:30 ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

መከበሪ ጨረታ አቁሑት አለክትሮኒክስ 2000 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ካብ 14 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 30 ጥሪ 2010 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 3:30 ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት