https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3987
ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ፊልድ መካይን አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 29, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 29, 2010 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

 ሎት 1 ናይ ፊልድ መካይን ኮብራ 105 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት

1 ዝምልከተኩም ኣካልት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትየጰያ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ 1000012030839 አታዊ ገይርኩም ቅበሊት ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

2 እቲ ጨረታ ጥሪ 29 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ሹዑ ንሹዑ ይክፈት

3 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ካፋሊ ግብሪ ቲን ናምበርን ተወሳኪ እሴት ታክስን ወረቀት ምስክር ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘርአክምሉ መረዳአታ

4 ናይ መቅረባይነት ምዝጋባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403663