https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3985
ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ኣጉላዕ የኣጉላዕ ዉሃ አቅርቦት አገልግሎት ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 30, 2010 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣጉላዕ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 30, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

Gentore , And water tools Office of water supply Agulae

1 ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ናይ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይድማ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ቲን ካርድ ዘለኩም ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዘለኩም

3 ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቫት ሰርተፈኬት ዘለኩም ማይ ወርሓዊ ድክሬሽን ዝሐለፈ ወርሒ ታሕሳስ መረዳእታ እተቅርቡ እትክእሉ ንሐደ ደኩሜንት ዘይመለሰ 30 ብር ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ኣጉላዕ ማይ አገልግሎት አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 14/5/2010 ዓም እስካብ 29/5/2010 ዓም ዋንኡን ኮፒን ንበይኑ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ብምምላእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታዉ ይከኣል 

4 ጨረታ ሳጥን ዝእሸገሉ ዕለት በቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 30/5/2010 ዓም ሰዓት 2:30 ተኣሺጉ በቲ ዕለት 3:00 ሰዓት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እነተዘይተረኪቦም ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝከዉን 5000 ሽሕ ብር ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

6 ተጫረቲ ናይ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልዎም ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ተቀባልነት አይህልዎን 

7 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫረቲ ኣብ ዉሸጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ይከዉን 

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰዓራይ እቲ ዝሰዓሮ ንበረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ከቅርብ ዝክእል 

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኵን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ አለዎ ብስልኪ ቁፅሪ 0343140004/ 0914783560 /0914248246