https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3961
ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዩጰያ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ንዝርከቡ ቤት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ አካል ፅሬት ሳሙና (GIV Soap) በዓል 75 ግራም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሒታት ዝተማልኡ ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ጨረታ ክሳብ 14/5/2010 ዓም ሰዓት 3:00 እቲ ጨረታ ዶክመንት ስፔስፊኬሽን ዝሐዘ ቅጥዒ መምልኢ መምልኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ወሲድኩም ብስም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት አታዊ ንክትገብሩ ክንገልፅ ንፈቱ

1 በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎዋ

2 ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ዘሐደሰ

3 ናይ ከተማ ልምዓት ሓፂር ምዝገባ ዝገበረ

4 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

5 ናይ ጨረታ ዉሕስና 2 ሚእታዊ ከትሕዝ ዝክእል

6 ኣብ ሐደ ሰሙን ጊዜ ዉሽጢ እቲ ንብረት አታዊ ክገብር ዝክእል

7 ንመንግስቲ ዝግባእ 2 ሚእታዊ ዊዝሆልድንግ ታክስ ከምዝቁረፅ ሩዱእ ምግባር

8 እቲ ንብረት ፅሬቱ ብዝሐለወ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ መቐለ ክፈለ ከተማ ሓድነት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና አታዊ ክገብር ዝክእል

9 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዓርቢ ዕለት ጥሪ 14/2010 ዓም ሰዓት 3:00 እንትከዉን እቲ ጨረታ ድማ ድሕሪ ሐደ ሰዓት ማለት እዉን ጥሪ 14/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

10 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ክፍል ከተማ ሐድነት ቀበሌ 18 ፊት ሸባ አካዳሚ ስቁ 0344409442/0344410810