https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/396
ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉናይቧንባኣቕሑብግልፂጨረታአወዳዲሩክገዝእይደሊ::ስለዚኣብዙይክዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉናይቧንባኣቕሑብግልፂጨረታአወዳዲሩክገዝእይደሊ::ስለዚኣብዙይክዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም::

  1. ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይዘመኑዝሐደስኩምንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  2. ናይግብሪከፋሊመለለይቑፅሪቲንናምበርዘለዎዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  3. ዝተሐደሰመቕረብነትመለለይካርድዘለዎንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  4. ናይቧንባኣቕሑተወዳደርቲዝኮንኩምቫትዝተመዝገብኩምናይዚወርሒድክለሬሽንዝገበርኩምሉመረዳእታክተቕርቡእተክአሉ::
  5. መክበሪጨረታብረ5000.00ስፒኣሕጋዉነቱካብዝተረጋገፀባንኪናብናይጨረታሳንዱቕምሰቲናይጨረታሰነድከእቲዝክእል::
  6. ጨረታዝጋወሐሉዕለት10/07/2007ዓ/ምጨረታዝዕፀወሉዕለት21/07/2007ዓ/ምሰዓት9:00ተዓሺጉበቲዕለትልክዕሰዓት9:30ባዕሎምሕጋዊወኪሎምኣብዘለዉሉኣበማሕበርመናእሳይትገራይይኽፈት
  7. ሰነድጨረታካብማሕበርመናእሰይቢሮቑፅሪ14 ፍ/ን/ምም/ዳርንብር50እንኸፈልኩምኣብ ስራሕሰዓት ክተወስዱከምእትከአሉእናገለፅና ካብሎሚዕለት10/07/2007ክሳብዕለት 21/07/2007 ሽም"ኣድራሻፌርማ"ማህተምን ብመግባርነዚተባሂሉዝተዳለወሳንዱቅ ጨረታብዘተዓሸገፖስታናይቢሮቑፅሪ 14 አታዊይግበሩ::
  8. አሸናፊዝኮነነጋዳይንዘሸነፎዓይነትንበረትብናይባዕሉመጎዓዓዝያመ/ቤትናኣምፂኡከረክብዝከአልንእቲንብረትበቲዝወፀእስፐስፊኬሽንመሰረትትክከለኛምኮኑምሰተረጋገፀኣታዊገይሩገንዘብዝወስድን::
  9. መክበሪዉዕሊ10%ካብዘሸነፎዓይነትንበረትብCPOክተሕዝዝከአልንኣብዉሽጢ2ተናይስራሕመዓልቲዉዕሊዝአስርን::
  10. ካብቲዝፍፀምግዝኢት  20%ምዉሳኽንምቕናስንዝከኣልምኮኑ::
  11. አብዚጨረታከጭበርብርዝሞከረነጋዳይካብጨረታዉጭከምዝከዉንንጨረታመኸበሪዘትሐዞገንዘብናብካዝናኣተዊኮይኑኣብካልኣትጨረታከምዘይሳተፍንብሕጊ’ ዉንተሐታቲ ምኮኑክፈልጥአለዎ::
  12. ልዕሊ 10000 /ዓሰርተሽሕ/ብርአሸናፊዝኮነነጋዳይ2%ዊዝሆልዲንግዝኸፍል::
  13. መኽበሪጨረታፀኒዑዝፀንሐሉግዜ2ተናይስራሕመዓልቲይኸዉን::
  14. ዉዕሊመክበሪፀኒዑዝፀንሐሉብተከታታሊ30 መዓልቲይኸዉን::
  15. መ/ቤትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብመሉእይኹንብኽፋልናይምሰራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::