https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3952
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ስዒቦም ንዝተገለፁ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 15, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000 & 3000
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 15, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ስዒቦም ንዝተገለፁ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም HDP ን GI ትቦን መገጣጠምን
  • ፓምፕታት ኤሌትሪክን መለዋወጢ ኣቅሑትን
  • መሳርሒ ፅሕፈትን ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስን
  • ንማይ መፃሪይ ዝከዉን ሐሸዋ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም ቫት ዝተከፈሎ ድክላሬሽን ወይ መተዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ንሕድሕድ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ኣብ ተራ ቁፅሪ ሐደን ክልተን ንዝተገለፁ 5000 ቅርሺ ኣብ ቁፅሪታት 3 ን 4 ን ንዝተገለፁ ድማ 3000 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

5 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 1ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 15 ጥሪ 2010 ዓም ኮይኑ 15 ጥሪ 2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታቶም ሽም ፊርማን ማህተምን ዘለዎ ኮይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ማለት አዉን ፖስታ መሊእኩም ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ነንበይኑ ዝተዓሸገ ክክዉን አለዎ

7 ሰዓራይ ምኮኑ ምስተፈለጠ እቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ከም ኩነታቱ እንዳተረአየ ኣበ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ከቅርብ አለዎ

8 ኣብ ርክክብ ግዚ ነቲ ዝወፀ መነፀርታ ማዕረ ምካኑ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ንቅበል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344444339 0344442716

ኣብ ሰነድ ጨረታ ባዕልካ መነፀርታ ምፅሓፍ ይኩን ስርዝ ድልዝ ምግባር አይፍቀድን