https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/395
ደደቢትትካልልቃሕንዕቀርን /ደደቢትትፈልም/ ናይዝተፈላለዩናይኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣጫሪቱክንዕድግስለዝደናክትጫረቱእትደሊዩእዚዝስዕብረቁሓተማልኡክትወዳደሩትክእሉምካንኩምንገልፅ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንካልአይግዜጨረታምልክታ

 ደደቢትትካልልቃሕንዕቀርን  /ደደቢትትፈልም/  ናይዝተፈላለዩናይኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣጫሪቱክንዕድግስለዝደናክትጫረቱእትደሊዩእዚዝስዕብረቁሓተማልኡክትወዳደሩትክእሉምካንኩምንገልፅ::

  1. ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይ  2007 ዓ/ም ግብሪዝከፈልኩምምካንኩምብተወሳኪቫት ዝተመዝገብኩምምካንኩምዝገልፅመረዳታክተቅርቡይግባእ::
  2. ተጫረቲካብዝቐረብዎጠቕላላዋጋ2%ናይጨረታመወሰኒመክበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተገፀ  CPO ጥራሕከትሕዝዝክእል::
  3. ናይጨረታመክበሪካብቲዝወዳደሮጠቕላላዋጋ2%ዝነአሰዘትሐዘተጫራታይካብጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
  4. ጨረታዝሰዓረናብዋናቢሮደደቢትትካልልቃሕንዕቀርንመፂኡከረክብዝክእል::
  5. ናይጨረታዶክመንትብፖስታ/ሽምዒ/ዝተዓሸገናይቢሮጨረታሳንዱቅአታዊዝግብርሉእዚምልክታካብዝወፀሉዕለት10/ 07 /2007 ዓ /ም ጀሚሩክሳብዕለት22/ 07 /2007 ዓ /ም  ክሳብድሕሪሰዓት3:00 ዘሎጊዜይክዉን::
  6. ጨረታዝክፈተሉዕለት22/ 07 /2007 ንጉሆሰዓት3:30ቦታአብደደቢትትፈልም ዋናቢሮ ተጫረቲ ብአካልወይሕጋዊወኪሎምአብዝተረኽቡሉይክዉን::
  7. ዝርዝር  ናይ  ሕድሕድ ዝገልፅ  ዶክመንት አብ ዋና  ቢሮ  ቤት ፅሕፈት  ደደቢት  ማ / ፋይናንስ   4ይ /ራብዓይ/  ደብሪ ቑፅሪ  ቢሮ  409  ብር 100.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
  8. እቲትካልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብከፋልወይድማብሙሉአናይምስራዝመብቱዝተሐለወእዩ