ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ናይ 2010 ዓም ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 18, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 18, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
- መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
- 1ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 229 ብምምፃእ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
- 2መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ዉሕስና ከቅርቡ አለዎም
- 3ተጫረቲ ሕጋዊ ግብሪ ዝከፈልሉ ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ዘሐደሱን መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅረቡን
- 4በቢወርሑ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ
- 5ግልፂ ጨረታ ካብ ካብ 1ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 17 ጥሪ 2010 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
- 6እቲ ጨረታ 18 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ሰዓት 8:30 ይክፈት ሰነድ ጨረታ ብምዕሻግ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ከእተዉ አለዎም
- 7እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይከዉን
- 8እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ዉይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- 9ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342405423
- 10ኣድራሻና ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ፊት ንፊት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሊከስ ህንፃ 3ይ ብሎክ 2ይ ደብሪ ብሮ ቁፅሪ 229 መቐለ