https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3945
ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ምልክታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ሰቲት ሑመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም HDP፣ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠምን ፣ ናይ መኪና ጎማን እሰፔርን ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ ክሎሪን፣ መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክል በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ጨረታ ዝክፈተሉ ዝዕፀወሉ ከምእዉን ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሁመራ ይከዉን

2 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅረሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ቢሮ ቁፅሪ 7 ምዉሳድ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ንመክበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከቅረቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ሰነድ ምግዛእ ዝክእሉ እዚ ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ 14 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኣበ ዘሎ ግዜ ዉሸጢ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳጥን ምእታዉ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ዓሺጎም ሐደ ዓይነት ዝኮኑ ዋናን ቅዳሕን ከቅረቡ አለዎም

6 እዚ ጨረታ 14 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 14 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሁመራ ይክፈት

7 አከፋፍታ ስርዓት ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ጠጠዉ ክብል አይክእልን

8 ስርድ ድልዝ ዘለዉ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

9 አብቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሕድሕድ ፊርማን ማህተምን ኣድራሻን ክህልዎ አለዎ

10 ንብረት ርክክብ ዝፍፀመሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ይከዉን

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ በቁፅሪ ስልኪ 0344481963/0914741334