https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3924
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቐደማይ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ክፍለ ከተማ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግሉ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

• ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 006 ኤሌክትሪክ ጀነሬተር ናይ ሲፒዩ ዋጋ 3000 ብር

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን አብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ንናይ መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ብትካሎም ዝወፀ አካዉንት ቁፅሪ ዘቅርቡን

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ደኩመንት 1ተ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎም ፖስታ ዘቕርቡ

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50 ብር (ሃምሳ ቅርሺ) 

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/04/2010 ዓ/ም ክሰብ 16/05/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 16/05/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምኻኑ 

5 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኬዝ ቲም አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር 

7 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምንከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342405123 /0914133417 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል