https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3905
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ 2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 2, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 2, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ብዘርፉናይ 2010ዓምዝተሐደሰሕጋዊንግድፍቓድኮፒከተታሓሕዙትክእሉ::

2 ናይመቅረባይምዝገባሰርትፊኬትንTIN ቑፅሪዝሐዘኮፒከተታሓሕዙትኽእሉ::

3 ዘቕርቡዎመወዳደሪዋጋቫትዘሓወሰክኽዉንአለዎ::

4 ጨረታመኽበሪ 3000 ብ CPO ወይብጥረገንዘብከትሕዙዝኽእል::

5 ዝተአዘዘንብረትአሸናፊኾይኖምእንትርከቡ 10% ዉዕሊመክበሪብምትሓዝዉዕሊካብዝአሰሩአብዉሸጢ 15ተመዓልቲኣጠቃሊሎምኣታዊይገብሩ

6 መቅረባይ ከይፈፀም ካብ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይቲ ዉዕሊ ዋጋ በብመዓልቲ 0.1% ወይ 1/1000 ቅፅዓት ዝከፍል ምካኑ ፈሊጡ ንበረት ብእዋኑ ከእቱ ይግባእ

6ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 18/04/ 2010 - 02/05/ 2010 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

7 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ዋጋ 50 ቅርሺ

8 ትካልናካልእዝሐሸመማረፂእንተረኺቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዘመሰሉዝተሐለወእዩ::

o   ንተወሳኺሓበሬታብስቑ 0344418556 ወይም 0910115362ምርካብይካአልእዩ::