https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3903
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ኤክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊ ናይ በቢዘርፉ ኣቅርቦት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን አብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝከፈልኩምን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ ካርድን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ዘለኩም ዝተሐደሱ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዘለኩምን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ዲክለሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ንሐደ ደከሜንት ዘይምለስ ብር 50 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ካይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይነናንስን ንብረት ምምሕዳር ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 17/4/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 1/5/2010 ዓም ዋንኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨለፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

4 ሳንዱቅ ጨረታ 1/5/2010 ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት እነተዘይሃልዩም ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓተ Â ይክፈትን ይግምገምን

5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝከዉን በቢዝምልከተኩም ዘፈር ናይ ጨረታ ዉሕስና ማለት እዉን መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ብስፒኦ ዉይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ክተትሕዝ ይግባእ

6 ንዝበለፀ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱÂ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344430083 ወይድማ 0914210989 ምሕታት ይከኣል