https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/390
ኒዉሚለንየምኮሌጅ አብ ዓድግራት ካምፓስን መቐለ ካሞስን ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታአወዳዲሩክሸይጥ ይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡንክትወዳደሩይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/

ኒዉሚለንየምኮሌጅ

ናይ ዘገልገሉ ንብረት መሸጣ ጨረታምልክታ

ኒዉሚለንየምኮሌጅ አብ  ዓድግራት ካምፓስን መቐለ ካሞስን ዝርከብ ዝተፈላለዩ  ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታአወዳዲሩክሸይጥ ይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡንክትወዳደሩይዕድም::

1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ  5% ብ  (CPO ) ከትሕዝዝኽእል::

2  ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ  30.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::

3  እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋንካብመጋቢት 08 ክሳብ  14/2007 ዓ/ም ኮይኑእዚጨረታ መጋቢት  14/2007 ዓ/ም  ሰዓት  4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶም አብዝተረኸብሉይከፈትባዕሎምወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎምእቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::

4  ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ 10 መዓልቲ ጠቅላላ ክፍሊት ብምኽፋል እቲ ንብረት  ክወስድ ይግባእ ኣብ ዝተገለፀ መዓልቲ ከፊሉ ምዉሳድ እንተይኪኢሉ ዘትሐዞ ስፒኦ CPO/ ናብኒዉሚለንየምኮሌጅኣታዊይኸዉን ::

5  ተጫረትቲ ዝመልኡዎ  ዋጋ  ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ አበ ዘዳለዎ ናይ ጨረታ  ሰነድ ኣዳሊዩም ከቕርቡ  ይግባእ  ካበኡ  ወፃኢ  ዝቐረበ  ተቐባልነት  የብሉን ::

6 ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዪ::

ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ  0344406088/406144 ደዊልካምሕታትይካአል ::