https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3895
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት :ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ : ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ :Tin /ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ሕጋዊ ማሕተም አብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቕርብ::

2 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋ/ክ/ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00Â Â በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

5 ናይ ጨረታ መኽበሪ (ሲፒኦ) ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት 3000 ብር : ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን 3000 ብር ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 16/04 /2010 ዓ/ም ክሳብ 01/05/2010 ዓ/ም ከይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/05/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 01/05 /2010ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት አብቲ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት

7 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

9 ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነ ይኩን ፅሑፍ ምፅሓፍ ኣይፍቀድን

10 ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ፎቶ ኮፒ ከቅርብ አለዎ

11 ኣድራሻና Â 05 1ይ ዒላላ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሕልፍ ኢልካ ወይ ድማ ካብ ደምበስኮ ንምዕራብ ገፅ ምፅእ ኢልካ እንትከዉን መከላከያ ዝነበርዎ ፎቀ ቁፅሪ 11

12 ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0344417910 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::