https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3890
ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ ፈርኒቸር ንኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ናይ 2010 በጀት ዓም በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ :ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር : ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምብር : ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፊት ንፊት ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ጨንፈር መቐለ ህንፃ ሞሞና 8 ናይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ብምምፃእ ካብ 16/4/2010 ጀሚሩ ክሳብ 1/5/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ዘይምለስ ንሕድሕድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

3 ንሕድሕ ጨረታ መክበሪ ንፈርኒቸር ብር 3000 ቅርሺ ን ኤሌክትሮኒክስ 3000 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ አለኩም

4 እቲ ጨረታ 1/5/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ንጉሆ ኣብ ህንፃ ሞሞና 8 ናይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል