https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3888
ማእከል ምርምር ሐመድ መቐለ ከብዚ ንታሐቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

በዚ መሰረት ካበዚ ንታሐቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምልእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ከብ ማእከል ምርምር ሐመድ መቐለ ቢሮ ቀፅረ 03 ሰነድ ጨረታ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከትክእሉ ነፍልጥ

  • ናይ ላብራቶሪ ኣቅሑት
  • ናይ ላብራቶሪ ኬሚካል
  • ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት

Â

1 ብተዛመዲ ስራሕ ዝተሃደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለወ ኮፒ ከቅርብ ዝክእልን ኣብ ናይ መቅረባይ ዝተመዝገበን ግበረ ምክፋልከም ምስክር ወረቀት ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንሕድሕድ ለት 3000 ብሽም ማእከል ምርምር ሐመድ መቐለ ስፒኦ ወይም ቢድ ቦንድ ኣስሪሒኩም ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ አትሒዝኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

3 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብትን ነይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓም ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ አለዎም

4 እቲ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ከቅርብ ዘለዎ እንትከዉን ናይ ፋይናንሸል ቴክኒካል ደኩሜንት ዋንኡን ምስ ፎቶ ከፒ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ:: ኣቅራባይ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ስፒኦ ወዘተ ዘድሊ ሰነድ ከተሓሓዝ አለዎ

5 ሰነድ እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፀሪ 3 ዘይምለስ 30 ብር ከፊለም ብምወሳድ አብ ዝተደለወ ሳፀን ምእታዉ ይክእሉ ከምአዉን ተጫረቲ ብዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ሽሞም ፊርማን አድራሻን ክገልፁ አለዎም

6 ተጫረቲ አበ ጨረታ ሰነድ መብርሂ ወይም ናይ ምምሕያሽ ሕቶ እንተሃለዎም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 61 22 ክሓቱ ይክእለ

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካበ ዕለት 16/4/2010 ዓም እስካብ 1/5/2010ዓም ኮይኑ ዕለት 1/5/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብዚ ዕለት ማለት እዉን 1/5/2010 ዓም ሰዓተ 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ኣበ ማእከል ምርምር ሐመድ መቐለ ቢሮ ቀፀረ 09 ይክፈት ይከን እምበር ተጫረቲ ጨረታ አበ ዝክፈተሉ ግዘ እንተዘይተረኪበም እተ ጨረታ ካብ ምክፋተ ኣይተኣጋጎልን

8 ማእከል ምርምር ሐመድ መቐለ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ኣድራሻና ኣብ ቀበሌ 05 ቢሮ ሕርሻ ገፀርን ክልል ትግራይ ቁፅሪ ግቢ እንትከዉን ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344416122 ምሕታት ይከኣል