ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2010 ሕትመትን ፅሬት አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደደሊ
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:35
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
- ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ "ኣብሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
- መከበሪ ጨረታ ብር 5,000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዘቅርቦ ናይ ሰብ መድሓኒት ሪኤጀንትን አብ ሆስፒታል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከምፅእ ዝክእል
- ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግብእ
- ንመክበሪ ዉሕስና ጨረታ ዝቐርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ ይግብእ
- ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 35 እዩ
- ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 13/4/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 27/4/2010 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እንዳገዛእኩም ምዉሳድ ትክእሉ
- Â ሰነድ ጨረታ ዝምላእ አብናይ ትካልና ዘዳለዎ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቐባልነት የብሉን
- እዚ ጨረታ ዕለት 27/4/2010 ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብዘለዉሉ ይከፈት
- ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03444020046 ምሕታት ይካኣል::