https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3874
ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ምብራቅ ትግራይ ኣብ 2010በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ናዉቲ ፅሬትን፣ ካልኦት ኣንኣሽተይ መሳርሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1.  ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን

2.  ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ዝኮንኩምÂ

3.  ናይ 2010 ናይ መቅረባይነት ወረቅት ምስክር ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

4.  ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዝተቀለሐሉ ዕለት 13 ተሕሳስ 2010 ዓም ክሳብ 26 ታሕሳስ 2010 ዓም ካብ ዞባ ምብራቅ ቤት ፅሕፈት ፒሊስ ከተማ ኣዲግራት ክፍሊ ቁፅሪ 8 ብምምፃእ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

5.  እቲ ጨረታ 27 ታሕሳስ 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት

6.  ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

7.   እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 0344452018/ 0914769897 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል