https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3873
ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ናይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ አቁሑት ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:የጭላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ተቁ

ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

መጠን

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ዴስክ ቶፕ/core i5

ቁ

6

Â

Â

Â

2

ላብ ቶፕ/core i5

ቁ

1

Â

Â

Â

3

ፕሪንተር

ቁ

6

Â

Â

Â

4

ፕሮጀክተር/beamer

ቁ

1

Â

Â

Â

5

ስተፕላይዘር

ቁ

6

Â

Â

Â

6

ዲቫይደር በዓል 6ተ ነካል

ቁ

6

Â

Â

Â

Â

1 እዚ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ከብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ምዉሳድ ትክእሉ

2 አብዚ እትጫረቱ ቫት ተመዝገብትን ወርሓዊ ዲክለሬሽን እትግብሩ

3 በቲ መስመር ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ ዘለኩም

4 ቲን ናምበር መቅረባየነት ዘለኩም

5 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 13/4/2010 ዓም ክሳብ 4/5/2010 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት Â Â ሰዓት 3:00 ዕለት 4/5/2010 ዓም ተዓፅዩ ኣብ ዕለት እሱ ሰዓት 4:00 ይክፈት

6 መከበሪ ጨረታ ብር ስፒኦ 3000 ብር

7 እቲ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ኦርጅናልን ኮፕን ተባሂሉ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓኚጉ ይቀርብ

8 እዚ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝወፀ ጨረታ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ሓላፍነት ከምዘለዎ

9 ተጫረቲ ኣብ እትጫረትሉ ሽምን ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ ከምዘለዎ

10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልክ ቁፅሪ 0344220008/0914010946