https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3867
ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓ/ም ዝተፈላለዮ ናይ ስፖርት መዳሊያታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 26, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 26, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ክማልኡ ዝግብኦም

1 ንዚ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ 30.00 ብር ብምኽፋል ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል::

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ 3000 ቅርሺ ብCPO Â ከቅርቡ አለዎም::

3 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልሉን ናይ 2010 ዓ/ም ፈቓድ ዘሐደሱን ቫት ሬጅስትር ዝኾኑን በቢወርሑ ዲክለር ዝገነርዎ ናይ ካብ ግብሪ አካቢ ኣካል ዝኸፈሉ ምኻኖም መረዳእታን መለለይ መቅረባይ ሰርትፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉን::

5 እቲ ጨረታ 26/04/2010 ናይድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ተፃፅዩ 26/4/2010 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 9:30 ይክፈት

NB:ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ኣድራሻን ፊት ንፊት ፈትሓዊ ልቃሕ ሓድሽ ህንፃ መቐለ

Phone number: 0344408877