https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/386
መቐለሆስፒታልንዝትላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ቴትሮን ጨርቂ ማድረቅያን ሪቫንን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊበዚመሰረትንክትወዳድሩእትደሊዩሕጋዊያንነጋዶንክትወዳደሩእናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 5, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/

መቐለሆስፒታልንዝትላለዩ  ግልጋሎት ዝዉዕል  ቴትሮን ጨርቂ ማድረቅያን ሪቫንን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊበዚመሰረትንክትወዳድሩእትደሊዩሕጋዊያንነጋዶንክትወዳደሩእናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ ::

ተጫረቲከማልእዎዝግባእረቆሒ

  • ናይዘመኑዝተሐደሰንግዲፍቃድቲንናምበር"ኣብሐዱሽመቅረብቲዝርዝርንዝተመዝገቡንናይቀረባእዋንድክሊራንስዘለዎምኮኑዝገልፅመረዳእታፎቶኮፒኸቅርቡዝክእሉ::

 

  • ጨረታሰነድምልክታካብዝወፀሉዕለት18/ 05/2007 ዓ/ምጀሚሩብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድይካአል::
  • ናይተጫረቲሽምንአድራሻንከምኡዉንማህተምፌርማንኣብናይጨረታሰነድክግለፅአለዎ::
  • ናይጨረታመክበሪብCPOብር3000 .00ኦርጅናልንኮፒንከቅርቡዝክእሉ::
  • ተጫረቲዘቅርብዎናይመወዳደሪሓሳብነዚተባሂሉተዳልዩአብዝወሃቦቅጥዒተመሊኡከቅርብአለዎእንተዘይኮይኑተቀባልነትየብሉን::
  • እቲጨረታዕለት07/ 07/ 2007ዓ/ም 5:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለት ሰዓት8:30 ድሕሪቀትሪተጫራቲወይሕገዊወከልቶምአበዝተረከብሉይክፈት::
  • ተጫረቲዝመልእዎዋጋብናይሆስፒታልዋጋመቅረቢብክልተቅዳሕኮይኑነናይባዕሉኢንቨሎፕብዝተዓሸገሽመዒክከዉንአለዎ::
  • ተጫረቲዝመልእዎዋጋብናይሆስፒታልናዘዳለዎሰነድክክዉንአለዎካብዚወፃኢተቀባልነትንየብሉን
  • ተጫረቲሰዓራይምኾኑካበዝተፈለጠሉዕለትጀሚሩአበዉሽጢ  3ተናይ ስራሕመዓልቲ ዉዕሊ ክአስርዝክእል::
  • ብናይባዕሉትራንስፖርትናብሆስፒታልናኣታዊክግብርዝክእል::
  • ጨረታዝክፈተሉቦታአብሆስፒታልመቐለደጋፊከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንንብ/ምም /ርንቢሮቑፅሪ62ይከዉን::
  • ተጫረቲዘቅርብዎንብረትብናይባዕሎምመጎዓዓዚየቅርቡ  ::
  • ቤትዕዩናእቲጨረታብሙሉእይኹንብክፋልናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ ::
  • ካልኦትአብዚምልክታእዚዘየተገለፁረቓሒታትበመምርሒዕዳጋ125/2003ዓ/ምመሰረትተገዛኢዝኽዊንተጫራታይ ::

መብርሂ  ንዝበለፀ ሓበሬታ ብ ስ.ቑ  03 44 40 02 46 ደዊልካ ምሕታትይካኣል::