https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3850
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ መክዘኑ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ቆዋሚን ናይ ስፔር ፓርትን ብዘለዉሉ ኩነታት ንሕብረተሰብ ብግልፂ ሐራጅ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ነቲ ንብረት ክትዕድጉ ትደልዩ ተጫረቲ ነቲ ንብረት ኣብ 17 ቀበሌ ኣክሱም ሆቴል ላዕለዋይ በሪ ፊት ንፊት ዝርከብ ናይ ቤት ዕዩና መክዝን ካብ ዕለት 4/4/2010 ዓም ክሳብ 18/4/2010 ዓም በኣካል ብምቅራብ ክትሪኡ ትክእሉ ምካንኩም እናፍለጥና ናይቲ ንብረት መበገሲ ዋጋ ኣብቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ዝንበብ ዝቀርብ ኮይኑ እቲ ሓራጅ ኣብቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 18/4/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ጨረታ ዝጅምር ምካኑ ነፍልጥ