ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/
- ናይ 2010 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ Tin : VAT ሰርቲፊኬ ትክተቅርቡ እትክእሉ::
- ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓ/ም ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
- ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት ክተቕርቡ እትክእሉ::
- መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተም ፌርማ ንክህልዎ ይግባእ::
- ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልልትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 59 ዘይምለስ 50.00 ብምግዛእ ካብ 3/04/2010 ዓ/ም ክሳብ 18/04/2010 ሰዓት 4:00 ዋጋ መሊእኩም ኦርጅናልን ኮፒን መረዳእታኩም ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ፖስታ ብምዕሻግ ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
- ተጫረቲ ከትሕዝዎ ዝግቫእ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ብር 5000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ CPO ከትሕዙ እትክእሉ::
- እቲ ጨረታ ዕለት 18/04/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ናይ ሐባር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 59 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት::
- ጨረታ ሰዓርቲ ምከኖም ካብ ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ መክበሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክትአስሩ እትክእሉ
- አሸናፊ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓለቲ ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ክተቅረቡ እትክእሉ
- ሰነድ ጨረታ ብክፋል ወይ ምሉእ ብምሉእ ቆሪፁ ዘትረፈ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን
- ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::
- ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342400129 /0344408973 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::